SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ምስ ደገፍቲ ናይቲ ስርዓት ከይተረፈ ሓቢርና ክንሰርሕ ኣለና፡ ዝብል ሓሳብ ክንሰርሓሉ ኢና።” ዶ/ር መሓመድ ብርሃን እድሪስ

Listen on

Episode notes

ዘተ፥ ኣብ ህሉው ኩነታት ፖሎቲካ ኤርትራን ዉድቦምን ዝምልከት ምስ ኣቦ መንበር ሰልፊ ኣልናህዳ ዶ/ር መሓመድ ብርሃን እድሪስ።