SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ነዊሕ መደብ ጌርካ ክትሰርሕ ኣይትኽእልን ኢኻ።" ልኡል ፍስሃየ

Listen on

Episode notes

እዚ ካልኣይ ክፋል ምስ  ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ዘለዎ ትግራዋይ ኣቶ ልኡል ፍስሃ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት እዩ። ንሱ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ካልኦት መሻርኽቱ ሓደ ኩባንያ ብምጥያስ፡ ኣብዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ኣብ ሕርሻን ህንጻን ኣውፊሩ ክሰርሕ ዝጸንሐ እዩ። ኣብዚ ሰሙን ናብ ከተማ መልበርን ምስተመልሰ ኣብ ትግራይ ኲናት ድሕሪ ምኽፋቱ ኣብ ኣውፈርቲ ትግራይ ዘጋጥሞም ዘሎ መሰናኽል ምስ ናይ ገዛእ ተሞኩሮኡ ኣካፊሉና ኣሎ፡