SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ካብ ወጻኢ ቆልዓ ኣምጺእካ ምዕባይ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Listen on

Episode notes

ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ዘዕብይዎም ወለዲ ዘይብሎም ካብ ካልኦት ሃገራት  ቆልዑት ኣምጺኦም ከዕብዩ ይደልዩ እዮም። ኣውስትራሊያ ምስ ዝተፈላለዩ ሃገራት ስምምዕ ርዕመት ኣለዋ ፤ ይኹን እምበር ካብ ወፃእ ሃገር ቆልዓ ናይ ምቕባል መስርሕ ነዊሕ ከምዝኾነን ሓያል ተወፋይነት ከምዘድልዮን ይፍለጥ ።