SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ግብጽን ሱዳንን ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ትገብሮ ዘላ በይነኣዊ ጉዕዞ ምምላእ ማይ ደው ከብለለን ሓቲተን። (ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Listen on

Episode notes

ወተሃደራት ሶማል ኣብቲ ኣብ ኣክሱም ዝተፈጸመ ጨፍጫፍ ሰላማውያን ሰባት ከም ዝተሳተፉ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ

'ገሃነም ኣብ ትግራይ ርእየያ' ቀላዒት ፎቶ ናሽናል ጅኦግራፊ

ግብጽን ሱዳንን ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ትገብሮ ዘላ በይነኣዊ ጉዕዞ ምምላእ ማይ ደው ከብለለን ሓቲተን።