SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣልማዝ ኣያናን ገንዘበ ዲባባን ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ንፈለማአን ተወዳዲረን ተዓዊተን፣ ተቐዳደምቲ ኤርትራውያን ኣብ ኣውስትራልያ ዑቕባ ሓቲቶም

Listen on

Episode notes

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (17/10/2022) ኣብ ማራቶን ኣምስተርዳም ብክልቲኡ ጾታታት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ምዕዋቶም፣ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ናትናኤል ተስፋጽዮን ንዝመጹ ክልተ ዓመታት ምስ ጋንታ ትረክ ሴጋፍሬዶ ክጽንበር ምዃኑ፣ ቀ/ሚ ሶማልያ ንመንእሰያት ት17 ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምብጽሑን እቶም መንእሰያት ከኣ ሻምፒዮን መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት17 ምዃኖምን፣ ኣባላት’ታ ኣብ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ ዓለም 2022 ኣብ ዎሎንጎንግ ዝተሳተፈት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ገለ ሽዱሽተ ኣብ ኣውስትራልያ ተሪፎም ዑቕባ ከምዝሓተቱ ምርግጋጹን