SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኤርትራ፡ ናይ ኮቪድ ዕጽዋ ዳግም ተትርር። (ሓጸርቲ ጸብጻብ)

Listen on

Episode notes

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥

ኤርትራ ወተሃደራታ ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ቤንሻንጉል ጉምዝን ተዋፊሮም ኣብ ልዕሊ ሲቪላውያን ዓመጽ ይፍጽሙ ኣለው ንዝብል ክሲ ኣብ ትጽገሉ እዋን ፤ ሰራዊት ኤርትራ ካብቶም ቦታታት ይውጽኡ ዝብል ጎስጓስ ተወለድቲ ኦሮም ተጀሚሩ።

ባይቶ ሚኒስትራት ኢትዮጵያ 26.4 ቢልዮን ብር ወሰኽ ዘለዎ ሓዱሽ በጀት ኣጽዲቑ።

ዝብሉ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።