SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሓተትቲ ዑቕባ ካብ ኣውሮጳ ወጻኢ ጉዳዮም ክርአ ዝወጸ ሓድሽ ሕጊ ዴንማርክ የዘራርብ ኣሎ።

Listen on

Episode notes

ባይቶ ዴንማርክ ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ ሕጊ ፡ ንሓተትቲ ዑቕባ ካብ ኤውሮጳ ወጻኢ ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ከሰጋግሮም ዘኽእል እዩ ።

 እታ ሃገር ድሮ ሓንቲ ካብተን ኣብቲ ዞባ ዝርከባ ኣብ ጉዳይ ኢሚግሬሽን ተሪር መትከል ዝንቀፋ ዘለዋ ሃገራት ኮይና ፡ ው.ሕ.ሃ.ን ኤውሮጳዊ ኮምሽንን ነቲ ውጥን ነቒፎሞ ኣለዉ........